#ቴሌቪዥን_ትግራይ | ዜና ትግርኛ ቀትሪ ሰዓት 6፡30 - 09 ሰነ 2016 ዓ/ም | Watch Live Streaming | Tigrai Tv 457 тыс. подписчиков Скачать
ብሰንኪ ኲናት ከቢድ ዕንወት ዝበፅሖ ቱሪዝም ትግራይ ዳግም ንምብርባርን ትግራይ ማእኸል ቱሪዝም ንምግባርን ክስራሕ እዩ ኢሉ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ፡፡ Скачать
ሚኒስተር ትምህርቲ ብኦን ላይን ንምፍታን ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ ንነባራዊ ኩነታት ተምሃሮ ትግራይ ኣብ ግምት ዘየእተወ ከምዝኾነ ድማ ተምሃሮን መምህራንን ገሊፆም። Скачать
ሃገረ ስብከት ዞባ መቐለ መንበረ ሰላማ ላዕለዋይ ቤት ክህነት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ተጠናኺራ ንኽትቅፅል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። Скачать
ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ስድራ ስዋኣትን ብኽብሪ ዝተመለሱ ተጋደልትን ዝርከብዎም ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብግዝያዊነት ኣልሚዖም ዝጥቀምሉ መሬት ሂቡ። Скачать
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ለንደን ንጉዱኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ ብምድላው ምግቢ ስልጠና ተዋሂብወን ናብ ተግባር ንምእታው ምድላዋት ከምዝተወገኑ ኣፍሊጣ። Скачать
Critical shortage of medical supplies plagues patients at Dewhan Primary Hospital, Eastern #Tigray Скачать
ተምሃሮን መምህራንን ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ዘጋጠምዎም ፀገማት ተፃዊሮም ዝሓሸ ውፅኢት ንምምዝጋብ እኹል ቅድመ ምድላው ይገብሩ ኣለዉ። Скачать
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ናብ 26 ወረዳታት ትግራይ ዝተልኣኸ 2ይ ዙር ሓገዝ እኽሊ ዝተበላሸወ ብምዃኑ ወረዳታት ንህዝቢ ከይዕድላ ኣተሓሳሲቡ። Скачать
ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከቡ ተመዛበልቲ ውዕሊ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ብዘይምትግባሩ ኣብ ዝኸፈኣ ፀገም ንርከብ። Скачать
ኣብ ከተማ መቐለ ’’ኢትዮጵያ ታምርት ንሕና ንሸምት ’’ብዝብል መሪሕ ቃል ን5 መዓልታት ዝፀንሕ ሃገረ ለኸ ባዛር መፈረይቲ ማሸነሪ ኢንድስትሪ ተኸፊቱ፡፡ Скачать
መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ ዳግም ተፀጊኑ ሎሚ ዕላዊ ዳግመ ምጅማር በረራ ኣብ ዝተበሰረሉ ዕለት ፈላሚት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንትትዓርፍ Скачать
#ቴሌቪዥን_ትግራይ | ምጅማር ዳግማይ በረራ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ኣክሱም ሰነ 02 - 2016 ዓ/ም | Watch Live Streaming | Скачать
የአክሱም አፄ የውሃንስ 4ኛ አየር ማረፊያ ሰኔ 2 2016 ዓም ዳግም ኣገልግሎት መስጠት የኢ/ያ አየር መንገድ የክልሎች የጥገና አስተባባሪ የሰጡት ማብራሪያ Скачать
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ብልዕሊ 93 ሚልዮን ብር ዝዓደጎ 25 ሽሕ ኩንታል እኽሊ ናብ 26 ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ። Скачать
ኣብ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ከተማ ሕርሻ ምርባሕ ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ዝተዋፈሩ ወገናት ካብቲ ዓውዲ ስራሕ ተረባሕቲ ኮይኖም መነባብሮኦም የመሓይሹ ከምዘለው ገሊፆም Скачать
ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ወረዳ ኢሮብ 23 ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ብምህላወን ንተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና ዕንቕፋት ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ Скачать
“ ዘለኒ ክእለትን ፍልጠትን ንመናእሰይ ምምሃር ልዕሊ ኩሉ ዕግበት ይፈጥረለይ” ኣብ ከተማ ዓድግራት መምህርት ቅዲን ስፌትን ዓለባን ወ/ሮ ጊደይ ፀጋይ ። Скачать
ኮምሽን ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ትካል ገባሪ ሰናይ ምስ ኣርባዕተ ትካላት ልምዓት ብምትሕብባር ኣብ ከቢድ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ንምሕጋዝ ዕላዊ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ Скачать
ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ነጋሽ ብጀኖሳይድ ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ Скачать