ዓለም ብ ድምጻዊ ርእሶም ገ/ጊዮርጊስ
ዓለም መራር ያ ዘይብላ መጽለሊ
ዝተርፋ ዘይብላ ናይዛ ምድሪ
ረጋፊት ያ ከም ናይ ንግሆ ኣውሊ
ንሳነ ን ነዘውትር ሰናይ ግብሪ
ሕነ ንሞት ከለና ፍቕሪ
ስኒት ያ ድራር ናይ ፈጣሪ
ዓለም ጎዶላ ያ ዘይትመልእ
ገንዘብ ሂባ ጥዕና ትኸልእ
ፍቕሪ ሂባ ዉላድ ትኸልእ
ወይዛ ዓለም ክንደይ ኮን ትኸፍእ
ኣብ ሞንጎ ፍቑራት ሞት ተምጽእ
በብተራ ንኹሉ ተንብዕ
ኣብዛ ዓለም መን ዩ ዘይነበረ
መን ኣሎ ኸ ሓመድ ዘይቅበረ
መታለሊት ያ ዓለም ዕረ
ንኹሉ ትወስድ ዝተፈጥረ
ፍጹም ዘይዓጅባ ዝፈከረ
ዓለም በላሕ እሾኽ ዳንዴረ
ዓለም ምናምንየ -ዘይመንዋ ምበረ
ዘይጠዓማ መንየ………………………………..
© 2018 Harmony Digital Studio ALL RIGHTS RESERVED.
Subscribe & follow us:
[ Ссылка ]
[ Ссылка ]
Russom G/giorgis Alem / ዓለም Old Eritrean Music
Теги
Musicrussom g/giorgisisaac simonhaile gebruyemane baryaabraham afewerkitsehaytu berakialamin abdeletiftesfalem korchachtemesgen tanikojemal romodantemesgen bazigarwedi gideyefrem belayaron negassiandit okubayrobel michaelsolomon hailemesfn berhanudawit negaselamawit yohanesssolomon bayreeden kesetesemhar ohanessnahom yohanesstemesgen yaredhelen meleselsa kidanewedi haleka