Music and mixing Finhas Beattay
Background vocal Luwam Tedros
ቅዱስ ኢኻ እግዚኣብሄር ቅዱስ ኢኻ
ቅዱስ ኢኻ ሰላመይ ቅዱስ ኢኻ
ቕዱስ ኢኻ መድሕነይ ቅዱስ ኢኻ
ቅዱስ ኢኻ የሱሰይ ቅዱስ ኢኻ
ትዝፋንኻ ኣይድፈርንዩ
ክብርኻ ሰማይ ጠቀስ ኢዩ
ካልኦ ኣማልኽቲ ኣብ ቅድሜኻ
ትርጉም የብሎምን ዓቢ ኢኻ
ነብያት ተዛሪቦምዮም ብዛዕባኻ
ዘይትድፈር ዘይትምኖ ፍሉይ ኢኻ
ቅዱስነትካ ሪአዮ ኢየ ኣነ የሱሰየ
ሕጂ ውን ገና ትውሽጥኻ ክርእዮ'የ
ጻድቅ ምዃንካ መምህረየ ሕጂ ፈሊጠየ
ኣልፋን ኦሜጋን ኢኻ ጎይታየ ኦሆ የሱሰየ
ቅዱስ ኢኻ የሱሰይ ቅዱስ ኢኻ
ቅዱስ ኢኻ ሂወተይ ቅዱስ ኢኻ
ቕዱስ ኢኻ ምርኩሰይ ቅዱስ ኢኻ
ቅዱስ ኢኻ ኣምላኸይ ቅዱስ ኢኻ
ዝሰግዱልካ ቅዱስ ቅዱስ እናበሉ
ሽማገልታት ንዓኻ ዝምህለሉ
ኣነ ውን ክዝምርየ ከዚመልካ
ዘይትምኖ ዘይትጽገብ ስለ ዝኾንካ
ነብያት ተዛሪቦምዮም ብዛዕባኻ
ዘይትድፈር ዘይትምኖ(ዘይትጽገብ) ፍሉይ ኢኻ
ቅዱስነትካ ሪአዮ ኢየ ኣነ የሱሰየ
ሕጂ ውን ገና ትውሽጥኻ ክርእዮ'የ
ጻድቅ ምዃንካ መምህረየ ሕጂ ፈሊጠየ
ኣልፋን ኦሜጋን ኢኻ ጎይታየ ኦሆ የሱሰየ
Check Out New Eriteran Mezmur More Mezmur Videos Now at Abrish Mezmur brings New Eerteran Enteretanment Mezmur. and Music Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: Here:
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ
#Abrahamwoldehawariat #Eriteranmezmur #Ethiopianmezmur #YonathanSosuna #Hosannamezur #Yosefkassa #TekesteGetnet#Awtarukebede #AsterAbebe #TeddyTadesse #Protestantmezmur
[ Ссылка ]
[ Ссылка ].
© Copyright: AbrahamW/Hawariat Inc 2019
Ещё видео!